top of page
Search

Let’s Empower the women of Tigray

ትማሊ ብዕለት መጋቢት 5/7/2012 ዓ.ም ዓ.ማ.መ.ት(GYCT) ምስ ማሕበር ይኾኖን Mekelle women medical group ብሓባር ብምኳን ኣብ ከተማ መቐለ ዓዲ ሓቂ ካምፓስ ናይ ደቂ ኣነስትዮ ዋዕላ ተካይዱ።


ኣብቲ ዋዕላ ብዋናነት ክልተ ዓላማታት ተሳኪዑ እዩ። እቲ ቀደማይ ብዛዕባ ጉዳያት ደቂ ኣነስትዮ ሰፊሕ ዘተ ዝተካየደ እንትኸውን ሰናይት ታረቀኝ(healing hands of joy, regional director) ኣልማዝ ካልኣዩ( business women) ፅዴንያ ኣባዲ(ይኾኖ member) መብራህርሂ ብምሃብ ካብ ዘለወን ልምዲ ንተሳተፍቲ ኣካፊለን እየን።



እቲ ካልኣይ ድማ ጥቅዓት በፂሕወን ኣብ safe house ንዝርከባ ኣሓትና ዝኸውን sanitary pads ካብ ተሳተፍቲ ክእከብ ተካኢሉ እዩ። ከምኡ ድማ ካብ ተሳተፍቲ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምይይጥ ተገይሩሎም እዩ። ካብዚ ብተወሳኪ ምክልካል ወቅታዊ ሕማም corona virus ብዝምልከት ሕፅር ዝበለ መብርሂ ዝተውሃበ ኮይኑ ተሳተፍቲ ቅድሚ ናብ ዋዕላ ምእታወን ናይ ኢድ ምሕፃብ ስነ ስርዓት ኣካይደን እየን።




14 views0 comments
bottom of page