top of page
Search

ጥዑም ዜና!!ግዱሳት ተጋሩ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ብዝሰደድዎ 50,000 ቕርሺ 12 ኣደታትና አብ መቐለ ቡን ስራሕ መጀመሪ 12 ጥቕላል አረኪብና።

ኣብ ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ዝሕገዛ ዝነበሩ ሐዚ ግን ኮንትራቶም ዝወድኡ 9 ደቀንስትዮ ከምኡውን ካብ ቁሸት9 ነበርቲ ዝኾና 3 ፅጉማት ብሓፈሻ ን12 ኣደታት ፓኬጅ ሂብና ኣለና።


ን ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ዝገበሩልና ሕብብር አዚና ነመስግን።









9 views0 comments
bottom of page