GYCT ዓ.ማ.መ.ትMay 4, 20231 minጥዑም ዜና!!ግዱሳት ተጋሩ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ብዝሰደድዎ 50,000 ቕርሺ 12 ኣደታትና አብ መቐለ ቡን ስራሕ መጀመሪ 12 ጥቕላል አረኪብና።ኣብ ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ዝሕገዛ ዝነበሩ ሐዚ ግን ኮንትራቶም ዝወድኡ 9 ደቀንስትዮ ከምኡውን ካብ ቁሸት9 ነበርቲ ዝኾና 3 ፅጉማት ብሓፈሻ ን12 ኣደታት ፓኬጅ ሂብና ኣለና። ን ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን ዝገበሩልና...
GYCT ዓ.ማ.መ.ትApr 23, 20232 minN'waerotatna Project (ንዋዕሮታትና ፕሮጀክት) updateN'waerotatna (ንዋዕሮታትና) is a project prepared by the women's team of the Global Youth Community of Tigray. It aims to help women in Tigray...
GYCT ዓ.ማ.መ.ትApr 15, 20230 minዝሐለፈ ኣመት ከም ሎሚ ንበዓል ፋሲካን ዳግማይ ትንሳኤን ምክንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ 13 አሕዋትና ንደርሆ; ዘይትን ሓደ ሓደ ነገራት መግዝኢ ዝከውን...
GYCT ዓ.ማ.መ.ትJul 8, 20211 minLet’s Empower the women of Tigrayትማሊ ብዕለት መጋቢት 5/7/2012 ዓ.ም ዓ.ማ.መ.ት(GYCT) ምስ ማሕበር ይኾኖን Mekelle women medical group ብሓባር ብምኳን ኣብ ከተማ መቐለ ዓዲ ሓቂ ካምፓስ ናይ ደቂ ኣነስትዮ ዋዕላ ተካይዱ።...